ኣብ ስራሕካነ ናይ ስራሕ ምስኣን ሕቶኻን ኣብ ኦንላይን ወይ ብተሌፎን ናይ ሓደ ብሓደ ሓገዝ ርኸብ። ቀጻላይ ስራሕኩም ክትረኽቡ ወይ ሓደሸቲ ክእለታት ክትመሃሩ ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና።
ርኸቡና
ቀጾሮ ንምሓዝ ክነዘራርበካ ኢና።
ን 30-60 ደቓይቕ ምስ አባላት ጋንታኹም ክትራኸቡ እኹም።
ብኽብረትካ ኣብ ናይ ዋሽንግተን ስቴት ናይ ስረሕ ቆጸራ ደሕንነት ክፍሊ (Employment Security Department) ብዛዕባ ዝቐረቡ ናይ ስራሕ ምስኣን ጥርዓናት ብዝምልከት ዘህልውኻ ሕቶታት ክንምልስ ከምዘይንኽእል ክትርዳእ ኣለካ።
ኢመይል ስደዱልና እሞ ነዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ኣካትቱ።
ኢመይል ኣድራሻ እንተዘይብልኩም፣ ቆፀራ ንምሓዝ ብ 206-386-4636 ደውሉ።
እቲ እትህቡዎ ሓበሬታ ምስጢራዊ ኮይኑ፣ ብዘይካ ምስቶም ብቐጥታ ኣብ’ቲ መደብ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ኣይክካፈልን እዩ።
እዚ ፕሮግራም እዚ ምስ ኪንግ ካወንቲ ላይብረሪ ሲስተም (King County Library System)፣ Sno-Isle ላይብረሪታት (Sno-Isle Libraries)፣ ስያትል ናይ ስራሕ ኢንሸቲቭ(Seattle Jobs Initiative)፣ ፒዩጀት ሳውንድ ናይ እንኳዕ ደሓን ተመለሰኩም ማእኸል(Puget Sound Welcome Back Center)፣ ብዩልዲንግ ኣውር ብሪጅን(Building Our Bridge,) ኮርያ ማሕበረ ሰብ ኣገልግሎት ማእኸልን(Korean Community Service Center) ብምትሕብባር ዝቐርብ እዩ።